መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ይኽበር ኣሎ






ኣዲስ ኣበባ/ጥቅምቲ/ 15/2018(ኢዜኣ) መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ “ዘይትድፈር ሃገር ጠንካራ ሰራዊት” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ።


ኣብቲ መርሃ ግብሪ፤ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ሚኒስትር ምክልኻል ኢንጂነር ኣይሻ መሃመድ፣ጄኔራል መኮንናት፣ላዕለዎት ሕለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ናይ ክብሪ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ከምዝተረኸቡ ፀብፃብ ኢቢሲ ይሕብር።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም