ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ብመዐቀኒ ታሪኸን  ብሕግታት ዓለምን ቅቡልን ዘእምንን እዩ

 

አዲስ አበባ/ ጥቅምት /7/2018(ኢዜአ)- ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ብመዐቀኒ ታሪኸን ፣ብሕጋዊ ሰነዳት፣  ተፈጥሮኣዊ ኣቀማምጣን ዓለምን ቅቡልን ዘእምንን ምኸኑ መምህር ስነ ኣመራርሓን ርክብ ዓለም ለኸን ጌትዬ ትርፌ(/) ገሊፆም

ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ብመዐቀኒ ታሪኸን ፣ብሕጋዊ ሰነዳት፣  ተፈጥሮኣዊ ኣቀማምጣን ዓለምን ቅቡልን ዘእምንን ምኸኑ ብኣፅንዖት ኣመላኺቶም።

ዛጊድ ኣብ ዘሎ ከይዲ ብብርክት ዝበሉ መዐቀንታት ዓለም ለኸ ተቐባልነት ከምዘለዎ ምግንዛቦም ሓቢሮም

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም