ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፌዴራል ሪፐብሊክ ሶማሊያ ሀሰን ሼክ መሃሙድ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ጥቅምቲ 2/2018(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዞዳንት ፌዴራል ሪፐብሊክ ሶማሊያ ሀሰን ሼክ መሃሙድ ዘትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፤ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፕሬዚዳንት ፌዴራል ሪፐብሊክ ሶማሊያ ሀሰን ሼክ መሃሙድ ምዝታዮም ገሊፆም።
ኣብ ዘተኦም እውን ኣብ ክልቲኣውን ዞባውን ጉዳያት ኣመልኪቶም ምዝታዮም ሓቢሮም።





 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም