ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)



ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ሚዲያ Pulse of Africa ሚዲያ ፓን አፍሪካ ተረኺቦም። እዚ ሚዲያ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ከም ኣኤ ብ2022 ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ናይ ኣፍሪካ መልከዕን ትርክትን ዘንፀባርቐ ኣድላይነት ኣህጉራዊ ሚዲያ ኣመልኪቶም ብመሰረት ዘቐረብዎ ፃውዒት  እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ
(/)

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም