ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ዋላኳ ኣፍሪካ ሰፊሕን ዕሙቐን ሃብቲ ዘለዋ አሁጉር እንትኾነት እውን ኣብዝሓ ግዘ ከም ንእሽቱን ዓቐሚ ዘይብላን ተገይረ ትሳኣል። ካብ እዚ ዝተበገስ ንኡስን ግና ኣዝዩ ዝበረኸ ዓቐሚ ዘለዎ ጅማሮ Pulse of Africa ኣብ መፃኢ እዋን ናብ ዝበረኸ መራሒ ኣህጉራዊ ሚዲያ ናይ ምዕባይ መንገዲ ኣዝዩ ረባሓይ እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)