ኢሬቻ እቲ ሓደ መግለፂ ስርዓት ገዳ እዩ። ኢሬቻ ባዓል ሓድነት፣ሕውነትን ሓበራውነትን እዩ። ኣብ ኣከባብራ ባዓል ኢሬቻን ካልኦትን ምዝውታር ምልባስ ባህላዊ ኣልባሳት ካብ ግዘ ናብ ግዘ ልሙድ እናኾነ መፂኡ ኣሎ። - ኢዜአ ትግርኛ
ኢሬቻ እቲ ሓደ መግለፂ ስርዓት ገዳ እዩ። ኢሬቻ ባዓል ሓድነት፣ሕውነትን ሓበራውነትን እዩ። ኣብ ኣከባብራ ባዓል ኢሬቻን ካልኦትን ምዝውታር ምልባስ ባህላዊ ኣልባሳት ካብ ግዘ ናብ ግዘ ልሙድ እናኾነ መፂኡ ኣሎ።