ኣብ ተፈላለዩ ክፍለ ኣለማት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሓድሽ ዓመት 2018/ዓ/ም ኣኸቢሮም - ኢዜአ ትግርኛ
ኣብ ተፈላለዩ ክፍለ ኣለማት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሓድሽ ዓመት 2018/ዓ/ም ኣኸቢሮም

ዳያስፖራ ንምረቓ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብዝተፈላለዩ ስፍሓቲ ምንቅስቓሳት ገሊፆም እዮም ።
አሜሪካ፣ፈረንሳይ፣ቤልጅየም፣እንግሊዝ፣ሩሲያ፣ ኩዌት፣ ሳዑዲ አረቢያ፣ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬት፣ ህንድ፣ ፓኪስታ ሩዋንዳ ን ጅቡቲን ኮታስ እቲ ባዓል ኣብ ዝተኸበረሎም ሃገራት ገሊኦም እዮም ።ባዓል ሓድሽ ዓመትን ምዝዛም ግድብ ህዳሰን ኣመልኪቶም ሓጎሶም ገሊፆም ።