ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዓብይ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ እንትምርቑ…


👉 ዓብይ ግድብ ሕዳሰ ንኩሎም ፀለምቲ ህዝብታት ታሪኽ ኮይኑ ዝቕፅል ገድሊ እዩ።

👉ኢትዮጵያ ዓብይ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ ኣሕዋታ ንምጉዳእ ኣይሃነፀቶን፤ ዝግበኦም እውን ኣይተትርፍን።

👉እቲ ገድሊ ተሳጊርናዮ ኢና፤ ኣብ ዓብይ ግድብ ጅዳሰ ኢትዮጵያ ገድሊ ሰሪሕና ኢና።

👉ኣብ ጉባ ዳግማይ ዓድዋ ተሰሪሑ፤ እዋን ልመናን ነስሓን ኢትዮጵያ ሓሊፉ እዩ።

👉ዓብይ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ ብኣክላ ተዘይተዓዚቦም ብትኽክል ምፍላጥ ኣይኽእሉ፤ እዚ ወለዶ ዝሰርሖ ገድሊ ንምርኣይ እቲ ግድብ ክጉብንይ ኣለዎ።

👉ብልፅግና ኢትዮጵያ ዘይተርፍ ምዃኑ ሃይቅ ንጋት መርኣይኣ እዩ። 

👉 ኢትዮጵያ ተመፅዋታይነታ ኣብቂዑ እዩ፤ ኣብ ቀፃሊ እውን ረዳኢት ክትኸውን እያ ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም