ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ካብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም… - ኢዜአ ትግርኛ
ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ካብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…
👉 ኣብ ሓዱሽ ዓመት ጀግና ሰራዊት ምክልኻ ሃገር ሰላም ናይ ምፅናዕ ስራሕቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅለሉ እዩ።
👉2017 ዓ/ም ጀግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተውሃቦ ልኡኽቶ ብዓወት ዝተዋፅአሉ ዓመት እዩ።
👉ሰራዊት ምክልኻል ናይ መወዳእታ ድፋዕ ልኣላዊነት ሃገር እዩ፤ እዚ ድማ ብተግባር ኣርእዩ እዩ።