ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፌደራል ሪፐብሊክ ሶማሊያ ሀሰን ሼህ መሃሙድ ዘትዮም


 



ኣዲስ ኣበባ/ጳጉሜን/ 5/2017(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፌደራል ሪፐብሊክ ሶማሊያ ሀሰን ሼህ መሃሙድ ዘትዮም።


እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ “ፕሬዚዳንት ፌደራል ሪፐብሊክ ሶማሊያ ሀሰን ሼህ መሃሙድ ሎሚ ንጉሆ ረኺበ ሓባራዊ ድሌትና ኣብ ዝኾኑ ዞባዊ ጉዳያት ዘቲና” ኢሎም።


ኣብ ዞባና ፀጥታን ምርግጋዕን ኢሉ እውን ልምዓት ንምርግጋፅ ዘለና ፅኑዕ መትከል ደጊምና ኣረጋጊፅና ክብሉ እውን ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም