ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ተዛትዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ተዛትዮም

አዲስ አበባ/ ጳጉሜን/ 5/2017(ኢዜአ)፦ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ተዛትዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ፥ ሎሚ ንጉሆ ምስ ፕሬዝዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ማያርድት ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ ክልትኣዊ ጉዳያት ኣተኩሮም ምዝታዮም ገሊፆም ።
ኣስዒቦም ኣብ ሞንጎ ክልትአን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባርን ቀዳምነት ኣብ ዝዋሃቦም ጉዳያት እውን ተመልኪትና ዘቲና ኢሎም ።