ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንደቂ ኣባይ ሓደ ዝገበረ እዩ-ፕሬዝዳንት ታዬ አጽቀሥላሴ



 

አዲስ አበባ/ ጳጉሜን /4/2017 (ኢዜአ) ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንደቂ ኣባይ ሓደ ዝገበረ እዩ ክብሉ ፕሬዝዳንት ታዬ አጽቀሥላሴ ገሊፆም።

ፕሬዝዳንት ታዬ ህዳሴ ግድብ ኢትዮጵያውያን ያላቸውን የማደግ መሻት በላባቸው፣ በእንባቸው፣ በደማቸው እና በክብራቸው ያሳኩት ታላቅ ሀገራዊ ፕሮጀክት መሆኑን በማህበራዊ ትስስር ገጻቸው ባሰፈሩት መልዕክት ገልጸዋል።

ፕሬዝዳንት ታዬ አጽቀሥላሴ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያውያን ንዘለዎም ባህጊ ዕብየት ብንብዓቶም ፣ብደሞምን፣ ብክብሮምን ዘዐወትዎ ዓብይ ሃገራዊ ፕሮጀክት ምኹኑ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘስፈርዎ መልእኸቲ ኣመልኪቶም።  

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም