ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

“ግድብ ህዳሰ ትዕምርታዊ እዩ ፤ ከም ክልኦት ፕሮጀክትታት ዝረኣ አይኮነን፤ንነዊሕ እዋን ዝነበረና በደል፤ንነዊሕ እዋን ዝነበረና ጥፍኣት፤ ንነዊሕ እዋን ንዝነበረና ኣርዑት ድኸነት ጠጠው ዘብልን ሓድሽ ነገር ንኸንረኢ ዘኸእልን እዩ ። “-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)