ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ባዓል ኣሸንዳ ብድምቀት ይኸበር ኣሎ - ኢዜአ ትግርኛ
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ባዓል ኣሸንዳ ብድምቀት ይኸበር ኣሎ

መቐለ/ ነሓሰ/ 16/2017(ኢዜአ)፦ኣብ ክልል ትግራይ ኣከባብራ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማታት መቐለ፤ ማይጨው ን ዓብይ ዓድን ብድሙቐ ኩነታት ይኸበር ኣሎ።
መግለፂ ናፅነት ደቂ ኣንስትዮ ዝኾነ ባዓል ኣሸንዳ በብዓመቱ ካብ ፍርቂ ነሓሰ ጀሚሩ ብድሙቐ ኩነታት ዝኸበር እዩ።
ን ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ክብርቲ ሸዊት ሻንካ ሓዊሱ ለዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ተንቤን ዓቢይ ዓዲ ብድምቀት ይኸበር ኣሎ።