ሕብረተሰብ ንምህርቲ ውሽጢ ዓዲ ክጥቀምን ልምዱ ከዕብን ይግባእ -ሚኒስቴር ምትእስሳር ዞባን ንግድን - ኢዜአ ትግርኛ
ሕብረተሰብ ንምህርቲ ውሽጢ ዓዲ ክጥቀምን ልምዱ ከዕብን ይግባእ -ሚኒስቴር ምትእስሳር ዞባን ንግድን

አዲስ አበባ/ ነሓሰ/12/2017(ኢዜአ)፦ ሕብረተሰብ ንምህርቲ ውሽጢ ዓዲ ክጥቀምን ልምዱ ከዕብን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ምትእስሳር ዞባን ንግድን ኣፍሊጡ
እቲ ሚኒስቴር ንኢዜኣ ከምዝሓበሮ ንመበል ካልኣይ ግዘ ዘዳለዎ ቅነ ንግዲ ናይ ኢትዮጵያ ይግዝኡ ይሸምቱ ካብ ወርሒ ነሓሰ 24 እስጋብ ዕለት 29 /2017/ዓ/ም ኣብ መንደር ፅሬት ኢትዮጵያ ክካየድ እዩ።
ኣብ እዋን ቅነ ንግዲ ልዕሊ 200 ዝኾኑ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ንምህርቶምን ኣገልግሎቶም ን ከላልዩ እዮም ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር ።ከም መብርሂ ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ወንድሙ ፍላቴ።