ካብ ወርሒ መስከረም 2018/ዓ/ም ጀሚሩ ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ተወሳኺ መማሓየሺ ማሃያ ንምግባር መንግስቲ ወሲኑ -ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴረኢ

አዲስ አበባ/ነሓሰ/ 12/2017(ኢዜአ)፦ካብ መስከረም 2018/ዓ/ም ጀሚሩ ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ተወሳኺ መማሓየሺ ማሃያ ንምግባር መንግስቲ ምውሳኑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴረኢ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ፌዴረኢ ኩነታት መነባብሮ ዜጋታት ንምምሕያሽ ብመሰረት ዓቐሚ ሃገር ዝፈቐዶ ስጉምቲ እናወሰደ ከምዝርከብ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣመላኺቱ ኣሎ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም