አርባምንጭ ካብ ሞቦቆላ ፅብቐትን ታሃራፊትን  እያ።



 

ኣብ ከተማ አርባምንጭ ኣብ ምክያድ ዝርከቡ ስርሓትታት ልምዓት ኣብ ቀረባ ዑደት ኣብ ዝገበርናሉ እዋን ንፕሮጀክት ገበታ ትውልዲ ተመልኪትና።

እዚ ስራሕ ብዓቐኑ ርኡይ ገዚፍ ብምኹኑ ከተማ አርባምንጭ ዓበይቲ ጉባኤታት ንኸተታኣናግድ ዓዲምዋ እያ።

ቅድሚሓዚ ካብ ዝነበረና ምልከታ ስፍሕ ኢሉ ዝተሳለጠ ልምዓት ገምገም ሩባ ኩልፎ ነዛ ከተማ ተወሳኺ ፉሉይ ግርማ ሞገስን መልክዕን ፈጢሩ እዩ

ናብ ጫካ አርባምንጭ መእተዊ ሓደሽቲ መንገድታት  ዝተሰርሑ እንትኾኑ ንጎቦታት፣ንማይን ደንታት ከባብን መባፅሕቲ በሪ ኮይኖም እዮም ።እዚኦምን ካልዖት ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፃኢ ኣብ ዘለዉ ብርክት ዝበሉ ከተማታት ብዝረእናዮም ምምሕያሻት ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ከምዘለዉ ዘመላኸቱ ዘይተጠቐምናሎም ዓቐምታት ከምዘለዉና ዘርእዩ  እዮም ።


 እዚ ምዕባለ ብሓበራዊ ፃዕርታትና ዓበይቲ ልምዓታዊ ስርሓትታት ከምነዕውት ዘመላኸቱ ርኡያት ምልክታት እዮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (/)

 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም