ኢትዮጵያ ንተፅዕኖ ለውጢ ከባብያዊ ኣየር ንምክልኻል ንልምዓ ታሃዳሲ ሓይሊ ኣብ ምስፍፋሕ ትርከብ -ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን


 

አዲስ አበባ/ነሓሰ/ 6/2017(ኢዜአ) ኢትዮጵያ ንተፅዕኖ ለውጢ ከባብያዊ ኣየር ንምክልኻል ንልምዓት ታሃዳሲ ሓይሊ ኣብ ምስፍፋሕ ከምትርከብ ሚኒስቴር ድኤታ ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሱልጣን ወሊ (/) ገሊፆም

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ንካልኣይ ጉባኤ ከባብያዊ ኣየር ኣፍሪካ ኣመልኪቱ ኤግዝቪሽን ቅድመ ጉባኤ ኣብ ምክያድ ይርከብ ።

እቲ ኤግዚቢሽን ጉዑዞ ስግግር ኢነርጂ ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ንኣፍሪካ ዘይብዳህን ትሑት ሰደድ ካርበን መሰረት ዝገበረ ታሃዳሲ ሓይሊ ንምህናፅ ብመዳይ እዚ እናተሳለጡ ዘለዉ ሓበራዊ ስርሓትታት ንምምልኻት ዝዓለመ ምኹኑ ታሓቢሩ ኣሎ።

 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም