ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር






ሎሚ ንጉሆ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ
(/) ምስ ኣባላት ቤት ምኸሪ ፓርቲ ብልፅግና ብምኹን ሓድሽ ንተሃንፀ  ካብ እግሪ እንጦጦ እስጋብ  አራት ኪሎ ፕላዛ ንዘሎ ስራሕ ኮሪዶር ልምዓት መሪቖም ።

እቲ ከባቢ ኣግራሞት ዘለዎ ለውጢ ዝፈጠሩ ሓደሽቲ መንገድታት ኣጋርን ብሽክሌታን ፣ ዝተማሓየሹ መብራህትታት ወሰን መንገዲን ፣ኣብ ሽሮ ሜዳ ማእኸል ዕዳጋ ኢደ ጥበብ ንዝተሃንፁ ዘመናዊ ሹቓት ዘካተተ እዩ ።

እቲ ስራሕ ልምዓት ኮሪዶር መጫወቲ ህፃናት ፣ገፊሕ ሜዳ ኩዑሶን ዝተፈላለዩ ንኣገልግሎት ህዝቢ ዝውዕሉ ህንፀታት ዝተሳለጥሉ እዩ-ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም