ጉባኤ ብኸነት ምንካይ ድህረ ምህርቲ ኣፍሪካ ን አውደ ርዕይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ

አዲስ አበባ/ ሓምለ/ 27/2017(ኢዜአ) መበል ሓምሻይ ጉባኤ ብኸነት ምንካይ ድህረ ምህርቲ ኣፍሪካ ን አውደ ርዕይን  ካብ መስከረም 6 እስጋብ ዕለት 9 /2018 ዓ/ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ  ክካየድ እዩ።

ኣብ እቲ ጉባኤ ልዕሊ 400 ልኡኻን ከምዝሳተፉ ካብ ኣጋኡ ተገሊፁ ኣሎ

ጉባኤ ብኸነት ምንካይ ድህረ ምህርቲ ኣፍሪካን አውደ ርዕይን  ምሕላው ምህርቲ፤ መፍትሕታት ምምሕዳር ብኸነት ድህረ ምህርቲ ንዘይብዳህን ንኹሉ ዘካትት ስርዓተ ምግብን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ እዩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም