ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኒ - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኒ

*ዕላማና ፅግዕተኝነትን ተሓጋዛይነትን ክቕፅል ምግባር ዘይኮነስ ኣፍሪካ ርእሳ ክትክእል ምግባር ኢዩ ።
*ኢትዮጵያ እቲ ጉባኤ ንኽተሰናድእ ዝተመረፀት ኣብቲ ዓውዲ ብዘመዝገበቶ ዝድነቕ ተግባርን ንኣፍሪካውያን ብመንፅር ዘለዋ ግደ መሪሕነትን ውፅኢት ስርዓተ ምግቢ ኣብ ጫፍ ከምተብፅሕ ስለዝእመን ኢዩ ፡፡
*ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘመዝገበቶ ዓወት ብምንኣድ መፍረያይነትን ፍትሓዊ ዕድጊት ፍርያትን ምጥንኻር እውን የድሊ ።
*ሉኣላዊነት ምግቢ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ካብ 10 ሚኢዊ ከምዘይበልፅን እቲ ፀገም ብልዑል ኩነታት ዘሎ ኣብ ኣፍሪካ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ እቲ ፀገም ንምፍታሕ ናይ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ምውዳድ ዝሓትት እዩ ።
*ብምግቢ ርእስኻ ናይ ምኽኣል ከይዲ ንኽዕወት ሃገረንን ሕብረት ኣውሮፓን ሓገዝ ከምዝገብሩ ብምሕባር፥ ዕላማና ፅግዕተኝነትን ተሓጋዛይነትን ክቕፅል ምግባር ዘይኮነስ ኣፍሪካ ርእሳ ክትክእል ምግባር ኢዩ ፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኒ