ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ መሓመድ - ኢዜአ ትግርኛ
ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ መሓመድ

ስርዓት ምግቢብዘይግመት ፈተና ውሽጢ ዘሎ ብምዃኑ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዓለም ብሓደ ደው ዝብለሉ ሕዚ እዩ ኢሎም፡፡
ለውጢከባቢ ኣየር፣ ድርቂ፣ጎንፅን ዘይተመጣጠነ ዕብየት ኢኮኖሚ፣ ኣመራርሓ ስርዓት ምግቢ ድሌታትና ከማልእ ብዘይምኽኣሉ ክፍተት ንምምላእ ብዝበለፀ ምስራሕ ትፅቢት ይግበረልና ፡፡
ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ መሓመድ