ፕሬዚዳንት ሞሮኮስ ኣዛሊ ኣሱማኒ - ኢዜአ ትግርኛ
ፕሬዚዳንት ሞሮኮስ ኣዛሊ ኣሱማኒ

ለውጢ ከባብያዊ ኣየር ፣ ዓለም ለኸ ምጉዳል ስርዓተ ምግብን ካልኦት ብድሆታትን ንሃገራት ይፍትኑ ኣሎ።
ኮይኑ እውን ሃገራት ቁርፀኝነት ፖለቲካ ብምልባስ ዝባኽን ምግቢ ንዝተፀገሙ ወገናት ተበፃሒ ምግባር ከምዘድሊ ኣፅንኦት ሂቦም።
ዓለም ለኸ ሰርዓት ምግቢ ዘይብዳህን ተበፃሕን ብምግባር ጥምየት ናብ ባዶ ንምብፃሕ ዝተቐመጠ ሸቶ ንምዕዋት ብቑርፀኝነት ምስራሕ ኣድላዪ እዩ ።
ፕሬዚዳንት ሞሮኮስ ኣዛሊ ኣሱማኒ