ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሓሙሽተ መዳያት መከታተሊ ስርዓት ኣተገባብሪ ምግቢ ኣለዋ ። ዘለዋ ኣፈፃፅማ እንታይ ከምዝመስልን ከምዘካትትን ትፎልጡ ዶ ? እንባአር ክነላልየኩም - ኢዜአ ትግርኛ
ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሓሙሽተ መዳያት መከታተሊ ስርዓት ኣተገባብሪ ምግቢ ኣለዋ ። ዘለዋ ኣፈፃፅማ እንታይ ከምዝመስልን ከምዘካትትን ትፎልጡ ዶ ? እንባአር ክነላልየኩም

1/ድሕንነቱ ዝተሓለወን ዝተመጣጠነ ምግቢ ንኹሉ ተበፃሒ ምግባር ፣
2/ናብ ዘላቒ መገዲ ኣጠቓቐማ ምግቢ ምስግጋር፣
3/ንሓለዋ ከባቢ አየር መእከል ዝገበረ ሜላ ኣፈራርያ ምትግባር፣
4/ኣብ ውሽጢ ስርዓት ምግቢ ፍትሓዊ ተጠቃምንት ምርግጋፅ፣
5/ንሓደጋታት ዘይቃላዕ ጥንኩር ስርዓት ምግቢ ምህናፅ ጠመተ ዝግበረሎም ቀንዲ ውራያት እዮም ።