ኣብ ናይ ሎሚ ዘመን ኸረምቲ ዛጋድ 7 ሚሊዮን ሄክታር መሬት ብዘርኢ ተሸፊኑ -ሚኒስተር ግብርና ግርማ አመንቴ(ዶ/ር)



 

አዲስ አበባ/ሓምለ/ 6/2017/ኢዜአ/ኣብ ናይ ሎሚ ዘመን ኸረምቲ 2017/18 ዛጋድ 7 ሚሊዮን ሄክታር መሬት ብዘርኢ ተሸፊኑ  ክብሉ ሚኒስተር ግብርና ግርማ አመንቴ(/) ገሊፆም

ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (/) ንኢዜኣ ከም ዝሓበርዎ ሉኣለውነት ምግቢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዘኸእል ስራሕ እናተሳለጠ ይርከብ ።

ብዘፈር ግብርና ብበልጊ ክረምቲ ከምኡ እውን ብስርሓቲ መስኖ ሓጋይ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብተኸወኑ ስርሓትታት ዘዕግብ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ኣዘኻኺሮም ።

ሎሚ ዘበን ኣብ መለእ ሃገርና 21ሚሊዮን ሄክታር መሬት ኣብ ሕርሻ ክረምቲ ብዝተፈላለዩ ዝርኣቲ ብዘርኢ ከምዝሽፈን ገሊፆም  ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም