ካብ ሮም እስጋብ ኣዲስ ኣበባ - ኢዜአ ትግርኛ
ካብ ሮም እስጋብ ኣዲስ ኣበባ

ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ካብ ሓምለ 20 እስጋብ ሓምለ /22 /2017/ ዓ/ም ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ ።
ፋይናንስ ኢንቨስትመንት ትራንስፎርሜሽን ስርዓት ምግቢ፣ኩለመዳያዊ ስግግር ስርዓተ ምግብን ዝተኣተዉ መፅብዓታት ብዝምልከት ንስርዓት ታሓታትነት ምሕያል ቀንዲ ጠመተ እቲ ጉባኤ እዮም ።
ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳለጥ ዘሎ ኣብ ጣልያን ሮም ኣብ ወርሒ ሓምለ 2015 ንተኻየደ ፈላማይ ጉባኤ ስርዓተ መግቢ ኣተገባብራ መፅባዓታት ብዝምልከት መበገሲ ብምግባር እዩ።