ከንቲባ አዳነች አቤቤን ኣባላት ቤት ምኸሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም



 

አዲስ አበባ/ ሓምለ/ 5/2017(ኢዜአ) ከንቲባ አዳነች አቤቤን ኣባላት ቤት ምኸሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ጎቦ እንጦጦ ኣንቢሮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (/) ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ -ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር "ብምትካል ምንስርራእ "ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰነ 20/2017 ዓ/ም ብዕሊ ምጅማሮም ይፍለጥ

ሎሚ ዘበን ብብርኪ ሃገር ለኸ 7 ነጥቢ 5 ቢሊዮን ፈልሲ ንምትካል ተተሊሙ ኣብ ኩሎም ከባቢታት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ምስላጥ ይርከብ ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም