ናይ ኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት







ናይ ኢትዮጵያ
ዜና አገልግሎት ምስ  ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ግብርና ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘዳለዎን ካብ ሓምለ 20 እስጋብ 22 ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ካልኣይ ጉባኤ ዓለም ለኸ ስርዓተ ምግቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት መፋለጥን ካብ ሰብ ብፅሒትን ሚዲያታትን ትፅቢት ዝግበረሎም ተግባራትን ዘተኮረ ዘተ ፓነል/ ብፎቶ/

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም