ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ብምትካል ምንስርራእ: ሎሚ ንጉሆ ንመርሃ ግብርና ምትካል ፈልሲ ብምቐፃል ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኮይንና ተኸላ ፈልሲ ኣካይድና -ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)