ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ኣዳማ ህንፀቶም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መሰረተ ልምዓት ተመሪቖም - ኢዜአ ትግርኛ
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ኣዳማ ህንፀቶም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መሰረተ ልምዓት ተመሪቖም

አዳማ/ሰነ/ 30/2017(ኢዜአ)፦ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ኣዳማ ብደገፍ ህዝብን መንግስትን ህንፀቶም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መሰረተ ልምዓት ተመሪቖም ።
እቶም ዝተመረቑ ፕሮጀክትታት ማእከል ምርባሕ ኣላሕምን ደራሁን ህንፃ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ህንፃታት ምምሕዳር ወረዳታት መገድታት ኣስፋልት ን ካልዖትን ንምረቓ በቒዖም።