ማዕርነት ን ፍትሕን ዝዓሰለላ ዓለም ንምርካብ ምትእስሳርና ብዝበለፀ ክነጎልብቶ ኢና -ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

አዲስ አበባ/ ሰነ/2017(ኢዜአ)ማዕርነት ን ፍትሕን ዝዓሰለላ ዓለም ንምርካብ ምትእስሳርና ብዝበለፀ ክነጎልብቶ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (/) ገሊፆም

ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (/)  ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ዘመሓለፍዎ መልኽቲ ምስ መራሕቲ ብሪክስ ኣብ ሪዮ ጄኒሮ ጉባኤ ኣብዚ ዓመት ተረኺብና።

ብሉፅ ማዕርነትን ፍትሒን ዝዓሰለላ ዓለም ንምርካብ ምትእስሳርና ብዝበለፀ ነጠናኽር ብምባል ፥ሓበራዊ መድረኽ ብሪክስ ልምዓትን ዓለም ለኻዊ ምትሕብባርን ንምዕባይ ልዑል ረብሓ ኣለዎ

መድረኸ ብሪክስ ሓበራዊ ልምዓትን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ብምዕባይ ረባሓይ ኮይኑ ቐፂሉ ኣሎ እዮም ዝበሉ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም