ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ስሩዑ ኣኼባኡ ጀሚሩ - ኢዜአ ትግርኛ
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ስሩዑ ኣኼባኡ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ/ ሰነ/26/ 2017 /ኢዜኣ/ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ስሩዑ ኣኼባኡ ጀሚሩ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝርያ ኣፈፃፅማ መንግስቲ ትልሚ 2017 ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ በጀት መንግስቲ ፌዴራል በጀት ዓመት 2018 ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።