"ብምትካል ምንስርራእ " - ኢዜአ ትግርኛ
"ብምትካል ምንስርራእ "

"ብምትካል ምንስርራእ "
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ናይጄርያ ካሺም ሼቲማን ን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴረኢን ክልልን ብሓባር ብምኹን ኣብ ገምገም ሩባ ጉለሌ ተኸላ መርሃ ግብሪ ፈልሲ ኣካይዶም ።