ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ





 

ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ 88 ጣብያታት መፍልሒ  ዝተፈላለዩ ረብሓታት ዘለዎም ፈልስታት ተዳልዮም ኣለዉ-ቢሮ ግብርና እቲ ክልል

ኣብ ምድላው ፈልስታት 750 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ዝተሓበረ እንትትከውን 60 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ዘለዎም ፍረመረታት 40 ሚኢታዊ ድማ ንከባቢ ስነምህዳርን ልምዓት ደኒን ረብሓ ዘለዎም እዮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም