ቀዳማይ ሚኒስትርዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዝዳንት ናይጄርያ ተዛትዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትርዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዝዳንት ናይጄርያ ተዛትዮም

አዲስ አበባ/ ሰነ/ 20/2017(ኢዜአ)፦ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዝዳንት ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ናይጄርያ ተዛትዮም ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘስፈርዎ መልእኸቲ ትማሊንምሸቱ ንምክትል ፕሬዝዳንት ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ናይጄርያ ተቐቢለ ቑልፊ ኣብ ዝኾኑ ክልትኣዊ ን ኣህጉራውን ጉዳያት ኣልዒልና ዘቲና ኢሎም፡፡