ላዕለዋይ ባዓል ሞያ ካሜራ ኣይተ ብዙአየሁ ብርሀኑ መኮንን

ናይ ኢትየጵያ ዜና አገልግሎት ላዕለዋይ ባዓል ሞያ ካሜራ ኣይተ ብዙአየሁ ብርሀኑ መኮንን ኣብ ስራሕ እናሃለወ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሓደጋ ብሕክምና ክሕገዝ ድሕሪ ምፅንሑ ሎሚ ዕለት ካብዛ ዓለም ተፈልዩ ።

ናይ ኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ብዙአየሁ ብርሀኑ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን እናገለፀ ንስድርኡን ኣዝማዱን ፈተውቱን ፅንዓት ይሀብኩም ኢሉ ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም