ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ጀርመን ኣደባባይ ኣብ ምህናፅ ዝርከቡ መንበሪ ኣባይቲ ይዛዘሙ ኣለዉ -  ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ



 

ኣዲስ ኣበባ /ሰነ/6/ 2017 /ኢዜኣ/ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ጀርመን ኣደባባይ ኣብ ምህናፅ ዝርከቡ መንበሪ ኣባይቲ ይዛዘሙ ኣለዉ ክብላ  ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን ፡፡

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቕልጡፍን ፅርየትን ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ  ።

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቕልጡፍን ፅርየትን ብዝተፈላለዩ መማረፂታት ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ፡፡

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቕልጡፍን ፅርየትን ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ  ።

እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ጀርመን ኣደባባይ ኣብ ምህናፅ ዝርከቡ መንበሪ ኣባይቲ ዝበፅሕሎም ብርኪ ዕብየት ተመልኪተን ።

ኣብቲ እዋን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ድልየት መንበሪ ኣባይቲ ንምምላእ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት መንበሪ ኣባይቲ ይህነፁ ምህላዎም  ታዓዚበን።

ዝተረፉ ስራሕቲ ብቕልጡፍ ብምዝዛም ተወሰኽቲ ስራሕቲ ህንፀት ኣባይቲ ናይ ምክያድ ስራሕቲ ድማ ተጠናኺሮም  ከምዝቕፅሉ ዘለወን እምነት ገሊፀን፡፡

ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምቅላል ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ኣብ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ዘለዎም ተሳትፎ ምስ መንግስቲ ብምኹን ተሳትፎኦም ዝያዳ ንከዕብዩ እተን ከንቲባ ኣብ እቲ ኣጋጣሚ ፀዊዐን

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም