ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ወከልቲ መምህራን ዘትዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ወከልቲ መምህራን ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ/ ሰነ/5/ 2017 /ኢዜኣ/ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ወከልቲ መምህራን ተትዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘማሓላለፍዎ መልኸቲ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ምስ ዝተፈላለዩ ጉዳያት እንገብሮ ዘተ ብምቕፃል ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራን ዝለዓሉ ጉዳያት ብምድማፅ ንትልሚ ስራሕና እታወታት ዝኾኑ ሓሳባት ብምውሳድ ዘተ ኣካይድና ኢሎም፡፡