ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ምስ ዝተፈላለዩ ዘፈራት እናካይዶ ዘተ ብምቐፃል ሎሚ ድማ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተወፃፅኡ መምህራን ንዝላዓሉ ጉዳያት ብምድማፅ ንስርሓቲ ትልምና እታዎታት ዝኾኑ ሓሳባት ብምውሳድ ዘተ ኣካይድና -ቀዳማይ ሚኒስትር ዐብይ ኣሕመድ