ጣና ነሽ 2 ጉኡዞኣ ቐፂላ ኣዳማ በፂሓ - ኢዜአ ትግርኛ
ጣና ነሽ 2 ጉኡዞኣ ቐፂላ ኣዳማ በፂሓ
ጣና ነሽ 2 ጉኡዞኣ ቐፂላ ከተማ ኣዳማ በፂሓ ጉዑዞ ቐፂላ ኣላ
አዳማ/ሰነ/4/2017(ኢዜአ)፦ ኣብ ቃላይ ጣና ኣገልግሎት ትራንስፖርተ ንምሃብን ንዋሕዚ ቱሪዝም ክብ ንምባልን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዑዞ እትርከብ 'ጣናነሽ 2 ጀልባ' ከተማ ኣዳማ በፂሓ ኣላ ።