እንተተሓጋጊዝና ኣብ ስርቂ ዝሳተፉ ኣካላት ምቕናስ ንኽእል ኢና -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሰነ/4/ 2017 /ኢዜኣ/እንተተሓጋጊዝና ኣብ ስርቂ ዝሳተፉ ኣካላት ምቕናስ ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(/) ገሊፆም ።

ኣብ ግዕዚይና ዝኣተዉ ንምቕናስ ኣካላት ማሕበረሰብ ንግዲ ምስ መንግስቲ ተሓባበርቲ ክኾኑ ይግባእ ኢሎም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(/) ካብ መላእ ሃገር ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ካብ ተሳተፍቲ ንዝተልዓሉሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም።

እቶም ቀዳማናይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ መንግስታዊ ስርቂ ዘይምህላዉ ዳግም ኣረጋግፅ ኢሎም።

ንሕና እንረኽባ ሃፍቲ ሙሉእ ንሙሉእ እነውዕሎ ኣብ ኢትዮጵያ ኢዩ ብምባል፦ ነዚ እውን ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዝተርኣየ ለውጢ እኹል መረዳእታ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ኣብ ትካላት መንግስቲ ኣገልግሎት ንምርካብ ብላዕ ዝሓቱ ሰራሕተኛታት ኣድላዩ ስጉምቲ ከምዝውሰድ እውን ኣረጋጊፆም።

እዚ ንምግባር ንክከኣል ማሕበረሰብ ንግዲ ንኣብነት ኣብ ቤት ዕዮ እቶት ብላዕ ኣብ ዝሕተቱሉ እዋን ንመንግስቲ ሓበሬታ ብምሃብ ንክተሓባበሩ ኣተሓሳሲቦም።

እንተተሓጋጊዝና ኣብ ስርቂ ዝሳተፉ ኣካላት ብምትሕብባር ምእላይ ከምዝካኣል ኣረዲኦም።

ካብዚ ወፃእ መረዳእታ ኣብ ስርቂ ብብሄር፣ ሃይማኖትን ሰፈርን ሰብ ንምፅላም ዝቐርቡ ጥርዓናት ግን ንውሳነ ሓገዝቲ ቅኑዓትን  ዘይምዃኖም ተዛሪቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም