ዘተ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተወፃፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ




ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ዓሕመድ
(/) ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘካይድዎም ዘተታት፣ ትማሊ ሰነ 2 ፣ 2017 ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተወፃፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ  ንሴክተር ንግዲ ዝምልከቱ ጉዳያት ኣልዒሎም ተዛትዮም

 ብደረጃ ፌዴራኢ ቐድሚ ምክያዶም ፣ ብብርኪ ዞባ ፣ክልልን ከተማታትን ካብ ዝተኻየዱ ዘተታት ዝቐፀለ እንትትከውን ፣

ዝምልከቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ዝተረኸብሉ ተዛተይቲ ንትልሚ ዘፈር እታዎታት ንክህቡ ተገይሩ እዩ ። እቲ ዝተኻየደ ዘተ ሎሚ ምሸት ምሸት ካብ ሳዓት ሰለስተ ጀሚሩ ምክትታል ይካኣል ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም