ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም




 

ኣዲስ ኣበባ/ሰነ/ 2/2017 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(/) ምስ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ መቐፀልታ ብብርኪ ዞባ፣ክልልን ከተማን ዝተኻየዱ ዘተታት ብብርኪ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ምስ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘቲና ኢሎም።

እዚ መድረኽ በቢብርኩ ዝተኣከቡ ጉዳያትን ሓሳባትን ዓውዲ ንግዲ ኣብ ሃገራዊ ትልምታትን ሽቶታትን እታዎት ንክኾኑ ዓሊሙ ዝተዳለወ ከምዝኾነ እውን ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም