ኢትዮጵያ ክንክን ስደተኛታት ክብ ንምባል ዝዓለመ ሓቛፊ ስትራቴጂ ኣብ ቀረባ ክትጅምር ኢያ



 

ኣዲስ ኣበባ/ ግንቦት/15/ 2017 /ኢዜኣ/ኢትዮጵያ ክንክን ስደተኛታት ክብ ንምባል ዝዓለመ ሓቛፊ ስትራቴጂ ኣብ ቀረባ ክትጅምር ኢያ።

ኢጋድ ብምኽኒያት ሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ንዘጋጥሙ ምምዝባላትን ስደትን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

ምክትል ዋና ፀሓፊ ኢጋድ መሓመድ ኣብዲ ዋሬ፥ ብምኽኒያት ሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ንዝመዛበሉ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ምስ ኩለ መዳይ ምንቅስቓስ ልምዓት ምዝማድ የድሊ ምስ በሉ ምውዳድ መዳርግቲ ኣካላት ከምዘድሊ እውን ተዛሪቦም ክብል ኢዜኣ ፀብፂቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም