ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ - ኢዜአ ትግርኛ
ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ

ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ አብ ናይ ሎሚ ዘመን መርሃግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 83 ሽሕ ሄክታር መሬት ብደኒ ክሽፈን እዩ
ቢሮ ልምዓት ሓለዋ ከባቢን ደኒን እቲ ክልል ንኢዜኣ ከም ዘፍለጥዎ ፥ ምድላው ፈልስታት ሓምለዋይ ኣሰር አብ ሓደ ሽሕን 495 ጣብያታት ተሳሊጡ ኣሎ