መርሃ ግብር ሓምለዋይ አሰር ኢትዮጵያ ንዕውትነት ዓብይ ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ መንደቐ ርኡይ ኣበርክቶ አለዎ

 

አዲስ አበባ/ ግንቦት/ 6/2017(ኢዜአ) መርሃ ግብር ሓምለዋይ አሰር ኢትዮጵያ ንዕውትነት ዓብይ ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ መንደቐ ርኡይ ኣበርክቶ ከምዘለዎ አብ ሕብረት አፍሪካ ዳይሬክተር ዘላቒ ከባብን ብሉ ኢኮኖሚ ሃርሰን ኒያምቤ ገሊፆም።

አብ ሕብረት አፍሪካ ዳይሬክተር ዘላቒ ከባብን ብሉ ኢኮኖሚ ሃርሰን ኒያምቤ አብ እቲ እዋን ንኢዜኣ ከምዝገለፅዎ እቲ ኢኒሼቲቩ አብ መላእ አፍሪካ ብቐንዱ ካዓ አብ ዞባ ሳህል ንምብዳም መሬትን ምዕራቐ መሬትን ንምክልኻል ዝተጣየሸ ፕሮጀክት እዩ።

ናይ ነዊሕ እዋን ሸቶ ዝተቐመጠሉ እዚ ፕሮጀክት ርዑይ ዓዎታት የመዝግብ ከምዘሎ አብሪሆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም