መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ ይኽበር ኣሎ



 

ኣዲስ ኣበባ/ጉንበት/ 2/2017 (ኢዜኣ) እዚ ምዕራብ ዝተመስረተሉ መበል 47 ዓመት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብርታት ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ።

እቲ ምስረታ ምኽንያት ብምግባር ድማ ዘተ ፓነል ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ዘተ፤ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ፣ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ጄኔራል ኣበባው ታደሰ፣ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ሌተናል ጄነራል መሠለ መሰረት፣ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሌ ሀሰን፣ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራን ሓላፊ ቢሮ ግብርና እቲ ክልልን ድረስ ሳህሉ(/)፣ላዕለዎት መኮንናትን ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓን ይሳተፉ ኣለዉ።

እቲ በዓል ምስረታ፤ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልትታት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር እዩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም