ሕብረት ኣፍሪካ አብ ምምሕዳር ዘላቒ ዕዳ አህጉራዊ ኮንፍረንስ ከካይድ እዩ

 

አዲስ አበባ/ ሚያዚያ /29/2017 (ኢዜአ)- ሕብረት ኣፍሪካ አብ ምምሕዳር ዘላቒ ዕዳ አህጉራዊ ኮንፍረንስ አመልኪቱ  ዘሰናድዎ ኮንፈረንስ ካብ ዕለት  ግንቦት 4/ 2017 . ጀሚሩ አብ  በቶጎ ሎሜ ከካይድ እዩ ።

ኮንፈረንሱ የአፍሪካ የመንግስት የእዳ አስተዳደር አጀንዳ፤ ዘላቂ የእዳ አስተዳደርን የሚያረጋግጡ ስትራቴጂዎችን መተግበር በሚል መሪ ሀሳብ ይከናወናል።

እቲ ዝካየድ ኮንፍረንስ አጀንዳ ምምሕዳር ዕዳ መንግስታት እፍሪካ ንምትግባር ዘኸእሉ ዘላቒ ምምሕዳር ዕዳ ዘረጋግፁ ስትራቴጂታት አብ ትሕቲ ዝብል መረሒ ሓሳብ ክሳለጥ እዩ ተባሂሉ ተስፋ ይግበር

አሰናዳኢ እቲ ኮንፍረንስ ክፍሊ ስራሕ ልምዓት ኢኮኖሚ ኮሚሽን ሕብረት አፍሪካ ቱሪዝም  ንግዲ  ኢንዱስትሪ ን ማእድንን እዩ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም