አብ ክልል ሓረሪ ንመርሃ ግብሪ ልምዓት ሓምለዋይ አሰር ብርክት ዝበሉ ረብሓ ዘለዎም ፈልስታት ምድላው ይግበር አሎ




 

አብእቲ ክልል ከም ሞንጎ ዝትከሉ ፈልስታት 70 ሚኢታዊ ንመግቢ ረብሓ ዘለዎም ፈልስታት ፍራምረን ኣትኸልትታት እንትኾኑ እቶም 30 ሚኢታዊ ዝኾኑ ድማ ፈልስታት ደኒ ምኹኖም ቢሮ ልምዓት ግብርና እቲ ክልል  ንኢዜኣ አፍሊጡ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም