ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ተዓዊታ

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/25/ 2017 /ኢዜአ/ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ 800 ሜትሮ ብዝተገበረ ውድድር ጒያ ዝበለፀ ሰዓት ብምምዝጋብ ፈፂማ።

ኣትሌት ፅጌ ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቓን 56 ሰከንድን 64 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ሲዒራ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም